መሰል ደቂ ኣንሰትዮ መሰል ወዲ ሰብ ኢዩ – ማሕበር ምኽሪ I ሓበሬታ I ምውህሃድ

ንናይ ወጻኢ ዜጋታት ደቂ ኣንሰትዮን ስድራበተንን ምክሪ ዝወሃበሉ ማእከል

ንስኻትኩም፤

  • አብ ሽግር አለኹም
  • ዓመጽ ወሪድኩም ድዩ
  • መቐመጢ ወረቐት ዘሎዎ ይኹን ዘይብሉ
  • ምኽሪ ሓበረታ ወይ ደገፍ ምስ ትደልዩ

ሕቶታት ምስ ዝህሉ ብዛዕባ

  • ናይ መንበሪን/ዑቅባን ፍቃድ
  • ውሕስነት ናይ መነባብሮ ሓገዝ ምርካብ
  • ስድራቤት: ምርዕዋት  ወይ  ብዕርክነት ዝነብሩ
  • ቆልዑት ምዕባይን ምእላይን ብዝምልከት
  • መዕቆቢ ገዛ ምርካብ
  • ንትምህርቲ ዝምልከት
  • ንጥዕና ዝምልከት
  • ምፍልላይ ወይ ንምፍታሕ ዝምልከት
  • ብስነ ኣእሙራዊ, ኣካላዊ ጉድኣት, ብዓመጽን ኣገዲድካ ምድፋር
  • አብ ገዛ ሓይሊ ምጥቃም ተሎ
  • ንጓል ኣንስተይቲ ምኽንሻብ
  • ብስም “ክብሪ”ዝፍጸም ዓመጽን ብምግዳድ መርዓን ብዝምልከት

ሓገዝ ብኸመይ ኣገባብ

  • ምኽርን ሓበሬታን ብቋንቋ አደ
  • ምስናይ ናብ ቤት ጽሕፈታት መንግስቲ/ሓካይምን/ ጠበቓታትን ወዘተ ፤
  • ብህጹጽ ክፍታሕ ዘለዎ ጉዳያት

ምኽሪ ብናጻ፤ ምስጢራውነት ዝተሓለወ፤ ኣድላዪ ምስ ዝኸውን ብዘይ መንነትካ ምግላጽ፡ ክካየድ ይካኣል

+49 (0)69. 87 00 825 – 22
+49 (0)69. 87 00 825 – 24
afrika@fim-beratungszentrum.de

Information in various Languages